ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ንግድብ ገረብ ሰገን ናይ ፓምፕ ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል Grease Gun ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጉንበት 25, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ንግድብ ገረብ ሰገን ናይ ፓምፕ ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል Grease Gun ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ብአውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተ ማይ ካብ ጭንፈረስ ናብ መሰቦ ገንኢ ዘይድይብ መስመር ፅገና ግልጋሎት እትውዕል 8KVA ሳላትርሽ ዘለዋ ጀነሬተርን ንምክራይ ብፕሮፎርማ ይደሊስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጉንበት 25, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ብአውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተ ማይ ካብ ጭንፈረስ ናብ መሰቦ ገንኢ ዘይድይብ መስመር ፅገና ግልጋሎት እትውዕል 8KVA ሳላትርሽ ዘለዋ ጀነሬተርን ንምክራይ ብፕሮፎርማ ይደሊስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ እንስሳ ቀለብ መጥሓኒን መቀነባበሪ ማሽን ማለት እዉን ፊድሚል ኢንድ ፊድ ሚክሰር ማሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ--ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 19, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ እንስሳ ቀለብ መጥሓኒን መቀነባበሪ ማሽን ማለት እዉን ፊድሚል ኢንድ ፊድ ሚክሰር ማሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ናይ ዩኒድፒ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ጣብያ ገጠር ሰመማ ክልተ ዓሞቅቲ ጎዳጎዲ ኤሌክትሪካል ፓምፕ ሶላር ሲሰተም ምፅጋን ወይ ድሚ ዲፒ ወል ሚንተናስ ፓወር ሶለር ፓምፕ ንምስራሕ ኣብዚ ዘርፊ ንዝተወፈሩ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታታሕታይ ቆራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000,500.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት ጉንበት 16, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ናይ ዩኒድፒ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ጣብያ ገጠር ሰመማ ክልተ ዓሞቅቲ ጎዳጎዲ ኤሌክትሪካል ፓምፕ ሶላር ሲሰተም ምፅጋን ወይ ድሚ ዲፒ ወል ሚንተናስ ፓወር ሶለር ፓምፕ ንምስራሕ ኣብዚ ዘርፊ ንዝተወፈሩ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን መባእታዊ ሆስፒታል ዕደጋ ዓርቢ ግልጋሎት ዝዉዕል KW10 ሶላር ፒቪ ሲስተም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 19, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታዓድዋናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት ጉንበት 16, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን መባእታዊ ሆስፒታል ዕደጋ ዓርቢ ግልጋሎት ዝዉዕል KW10 ሶላር ፒቪ ሲስተም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ-ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ኣቕሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለ ዝደለና ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2018 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 12, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ-ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ኣቕሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለ ዝደለና
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከዐደግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 7, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከዐደግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬት ካዳስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰርቨር መሉ ፓኬጅ ሲሰተም ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ120,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ3,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 6, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬት ካዳስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰርቨር መሉ ፓኬጅ ሲሰተም ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ቦይለር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 6, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 6, 2018 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 3, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ቦይለር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ካብ ease project ብዝተረከበ በጀት ን2018 ዓም አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ቢሮን : መሳርሒ ህንፃን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ከጫርት ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታኣክሱምናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 20000 ቅርሺ:ኣቅሑት ኤሌክትሪክ 20000 ቅርሺ : ኣቅሑት ቢሮን 20000 ቅርሺ : መሳርሒ ህንፃን 20000 ቅርሺ ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ካብ ease project ብዝተረከበ በጀት ን2018 ዓም አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ቢሮን : መሳርሒ ህንፃን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ከጫርት ይደሊ