ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ናይ ዩኒድፒ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ጣብያ ገጠር ሰመማ ክልተ ዓሞቅቲ ጎዳጎዲ ኤሌክትሪካል ፓምፕ ሶላር ሲሰተም ምፅጋን ወይ ድሚ ዲፒ ወል ሚንተናስ ፓወር ሶለር ፓምፕ ንምስራሕ ኣብዚ ዘርፊ ንዝተወፈሩ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000,500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን መባእታዊ ሆስፒታል ዕደጋ ዓርቢ ግልጋሎት ዝዉዕል KW10 ሶላር ፒቪ ሲስተም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 19, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከዐደግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ