ተዓፅዩ
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላላየ ናይ ገዛ ኣቑሑትን ከበርታ በዓል 4.5 ኪ/ግራይ፣ኣንሶላ፣ፍርናሽ በዓል 180 ፣ናይ ዓራት ክዳን (ምንፃፍ)ኮንፊርትን ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 26, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 26, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ