ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ጉድጎድ ማይ ኮዕቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ ድንጉር ገረብ ሕዛእቲን : አየርሃይልን ክኮዕት ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ