ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 17, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበሉ በጀት ንናይ ወረዳና ኣብያተ ፅሕፈት ዘገልግል ናይ ገዛ ኣቁሑት ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ናይ 45 መዓልቲ ፊት ደርሁ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 23, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንትካልና ኩሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጀኔኔተር ባትሪ ንምግዛእ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኩሓ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዘለዎ ናይ ንጠቅላላ ዘገልገሉ ንብረት ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ዝወፀ ግልፂ ጭረታ ናይ ሞርሳ 4 ኢንች፣ትቦ 4ኢንች ሓፂን፣ ትቦ ቁርፅራፅ 2-4፣ቁርፅራፅ ትቦ ፕላስቲክ 2ኢንች 1ኢንች 3ኢንች፣ ፕሪንተር ለጀርጀት 26A ፣ ፕሪንተር ለጀርጀት 80A ፣ UPS፣ ፕሪንተር 49A፣ኮምፒተር ስስተምን ደስክ ቶፕን፣ ናይ ኪሎሪን ጎማ፣ ቆፀርቲ ፣ቆፀርቲ 34፣ ስኒ መውፂኢ 34,2 ፣ ጅራ ትቦ 14፣ ጅራትቦ 12፣ ናይ ሳይክል ጎማ፣ ናይ ሲኖ መኪና ጎማ፣ናይ ቶዩታ መኪና ጎማ፣ ቁርፅራፅ ላሜራታትን ሓፃውንን፣ ግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 30, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019