ተዓፅዩ
ትካል ኒዉ ሚለኒየም ኮሌጅ ኣብ ሒሳብ መዝገቡ ዘለዉ ተከፋልን ተኣካብን እናንተከባለሉ ዝመፁ ናይ ሺሳብ ስራሕቲን ብናይ ደገ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ናይ ኦዲት ሙያ ፍቃድ ዘለኩም ኣብ ዘወፅኦ ናይ ጨረታ ማስታወቂያ እትሰርሕሉ ዋጋ ብንፁር ብምጥቃስ ክሳብ 30 /12/ 2011 ዓም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣታዊ ገይርኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 30, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 30, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ