ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዮ ቁፅርኩም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ብምትሕሓዝ ሽም ኣድራሽን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ብምግባ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 16/ 11/ 2011 ዓም ክሳ 18/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 9:00 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 18/11/2011 ዓም ሰዓት 9:30 ይክፈት ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344415291 /0344415152 ይደዉሉ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 19, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ