ኒዉ ሚለኒየም ኮሌጅ ንትካሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እስተሽነሪ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 1, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
bidding: search status closed
ተቁ | ዓይነት ንብረት | Model | መለክዒ | በዝሒ |
1 | EZ master | EZ201 RISO MASTER | ቁፅሪ | 20 |
2 | CZ master | RISO MASTER CZ type 10/A$-Z | ቁፅሪ | 20 |
3 | CZ ink | ቁፅሪ | 50 | |
4 | EZ ink | EZ 201 RISO ቐለም | ቁፅሪ | 50 |
1 ናይ ተወዳደርቲ ሕጋዊ ማህተምን ክህልዎ አለዎ
2 ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል
3 እዚ ጨረታ ከም ሕጋዊ ተቆፃሪ ናይ ሕጊ ተጠያቂነቱ አለዎ
4 መከበሪ ጨረታ 5% ስፒኦ ዘትሕዝ
5 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 20/12/2011 ዓም ክሳብ 30/ 12 /2011 ዓም መዓልቲ ጥራሕ እዩ
6 እቲ ዝቀረበ ዋጋ ምስ ቫቱ በዘይ ቫቱን ምካኑ ክንፀር አለዎ
7 ጨረታ ዕለት 30/ 12 /2011 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ተጫረትን ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኩን እቲ ጨረታ ይክፈት
8 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ