ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012ዓ/ም ብዝተፈቀደሉ በጀት መሰረት ናይ ሞዴል 3L-166ን ናይ መኪና ሞዴል -1033 ናይ ሞዴል ZN-1033 UBX-682-N3 ኢንትረን መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መወዳደሪ ረቃሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 24, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 24, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ

2 ናይ 2011ዓ/ም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎም

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር እተቅርቡ

4 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 21-23/12/2011 ሰዓት 11፡00 ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ልክዕ ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 24/12/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ/ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኩን ኣብ ዘየለዉሉ ኣብ መቐለ ይኽፈት

5 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋባይ ዝኮነ ተጫራታይ ዘቅርቦ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰ /ዘይሓወሰ/ ምካኑ እንተዘይተገሊፁ ኣመልካቲ ምስ እሴት ታክስ ከምዝመለኦ ይሕሰብ

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 41 41 25 05 / 09 14 59 11 08/ 09 48 53 62 08 ይደዉሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s