ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ሕትመት ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ኣንሶላ ኮቦርታን ናይ ሕሙማን ቢጃማን ፣ ፕሮፌሽናል ዲጅታል ካሜራን ምስ ሙሉእ መለዋወጢኡ ፣ ናይ ጣዉላን ዕንፀይትን ስራሕቲ ማለት እዉን መድሓኒት መደበሪ ሸልፊ ፣ኮሞዲኖ ፣ ጠረፔዛ፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ዕንፀይቲ መሳርሒ /ጣዉላ መሳርሒ/ ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ Atsbi ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕትን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት Core Box HQ ብፕሮፈርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 10, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ Core Box HQ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ትግራይ ናይ ዓድዋ አገልገሎት መዉሃቢ ቤት ፅሕፈት ናይ ህንፃ መወዲኢ ዘድልዩ ናዉቲ ማለት እዉን ናይ ዕንፀይቲ : ናይ ኣሉሚኒየምን : ሰራሚክን ከምእዉን ናይ ኢድ ዋጋ ሙሉእ ስራሕ ወዲኡ ዘረክብ በግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅገና ግልጋሎት ግዝኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርናክንገዝእ ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 5, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
የትግራይ ክልል ጠቅላላ ፍርድ ቤት ለ2012 ዓ/ም የበጀት ዓመት ለ ትግራይ ክልል መንግስት ጠቅላላ ፍርድ ቤት ግልጋሎት የሚዉል በስገነባዉ ኣዲስ ህንፃ ዉስጥ የሚገኝ ኣንድ ችሎት በዘመናዊና ባህላዊ እንጨትነ ኤሌክትሮኒክስ እቃዎች ማስጌጥ ይፈልጋል ስለዚህ በጨረታዉ መወዳደር የምትፈልጉ ማንኛዉንም ህጋዊ ተጫራቾች ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርቶች በማሟላት መወደደር ትችላላችሁዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ንባንኪ ግልጋሎት ዝዉዕል ባንኮኒ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 1, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ወርልድ ቪዥን ኢ/ያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ካብዚ ቀፂሎም ዝተጠቀሱ ዝተፈላለዩ ኣቅሑትን ኣጎልግሎትን ማለት እዉን ፣ ስራሕቲ ሓለዋ ፣ ስራሕቲ ፅሬት ፣ ክራይ መኪና /ኮብራ ፣ ላንድ ክሮዘር / ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ናይ ተምሃሮ ዴስክ ፣ ስራሕቲ ሓፂነ መፂንን ፣ ዕንፀይትን ፣ ከምኡዉን ንስራሕቲ መጓዓዝያ ካብ ከተማ ኣ.ኣ ናብ መቐለ ኤፍኤስኣር ካብ መቐለ ድማ ናብዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ ሳሓርቲ ሳምረ ኣላማጣ ዉቅሮ ኣይሱዙ ፣ ሰለክለካ እንዳ ባጉናን እንደርታን ኣይሱዙ ዝተዓሸገ ማይ በዓል 2ተ ሊትሮ ፣ ዝተፈላለዩ ኣቅሑታት ንመጓዓዓዚ ኣይሱዙ ንትግራይ ኤፍኤስኣር ን ኣዲስ ኣበባ ዘለዎም ተጫረቲ ብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩ ንነዊሕ ግዜ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ንባንኪ ግልጋሎት ዝዉዕል ባንኮኒ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ