• መውፅኢ
  • ምልክታ ጨረታ
    • ናይ ቀረባ
    • ግልፂ ጨረታ
    • ፕሮፎርማ ጨረታ
    • ጨረታ መደብ
    • ጨረታ ደረጃ
      • ከባብያዊ
      • ክልላዊ
      • ሃገራዊ
      • ዓለም-ኣቀፍ
    • ብድርጅት
    • ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
    • ጨረታ መድለይይ
  • ግልጋሎትና
  • ክፍሊት
  • ብዝዓባና
  • ኣድራሻና
  • ኤፍ.ኤ.ኪው
  • ይመዝገቡ
  • እተው
ድለ (Ctrl+/)
    • Amharic
    • English
  • Login

    Please sign-in to your account and start the adventure

    Forgot Password?

ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ምልክታ ጨረታታት: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ ገፅ 2

  1. መውፅኢ
  2. ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ ገፅ 2
ፕሮፎርማ ጨረታ
ተዓፅዩ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መዝገብ ቤት ሩፍሩፍ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ሰራሕተኛ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 11, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 12, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ
ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መዝገብ ቤት ሩፍሩፍ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ሰራሕተኛ ከስርሕ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታ
ተዓፅዩ

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ ገባሪ ሰናይ ትካል CCO ዝተረኸበ ሓገዝ ዘመናዊ ቆፎ ንህቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 11, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 12, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ ገባሪ ሰናይ ትካል CCO ዝተረኸበ ሓገዝ ዘመናዊ ቆፎ ንህቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታ
ተዓፅዩ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናውቲ ትምህርቲ (ዴስክ፣ ጠረጴዛ፣ ወንበርን ፀሊም ሰሌዳን) ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ከጓዓዕዝ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 12, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 13, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትናይ ቢሮ ፈርኒቸር+1
ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናውቲ ትምህርቲ (ዴስክ፣ ጠረጴዛ፣ ወንበርን ፀሊም ሰሌዳን) ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ከጓዓዕዝ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታ
ተዓፅዩ

ኣብ ላዕሊ ከምዝተሓበረ ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ሸልፊ ፀገም ንምፍታሕ ናይ ፈርንቸር ካብ ዘለዉሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 6, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 6, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ላዕሊ ከምዝተሓበረ ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ሸልፊ ፀገም ንምፍታሕ ናይ ፈርንቸር ካብ ዘለዉሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታ
ተዓፅዩ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ስሌት ብላክ ቦርድ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ነሓሰ 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ስሌት ብላክ ቦርድ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታ
ተዓፅዩ

ዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ናይ ቁልፍን ፈርኒቸርን ፅገና ናይ ሞያ /ጉልበት/ ዋጋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሳብ ታሕሳስ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ክግልገል ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 28, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት
ተወሳኺ ኣንብብ : ዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ናይ ቁልፍን ፈርኒቸርን ፅገና ናይ ሞያ /ጉልበት/ ዋጋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሳብ ታሕሳስ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ክግልገል ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታ
ተዓፅዩ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ 65 ቖፎ ንህቢ ምስ ኣክሰሰሪኡ (30 ንወረዳ ዓድዋ፣ 35 ድማ ንወረዳ ኣዕቢ) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ 65 ቖፎ ንህቢ ምስ ኣክሰሰሪኡ (30 ንወረዳ ዓድዋ፣ 35 ድማ ንወረዳ ኣዕቢ) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ፕሮፎርማ ጨረታ
ተዓፅዩ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሩፍሩፍ መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 28, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 29, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ
ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሩፍሩፍ መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታ
ተዓፅዩ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፎቶ ላሚኔትድ ቦርድ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከሰርሕ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 8, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 8, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፎቶ ላሚኔትድ ቦርድ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከሰርሕ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታ
ተዓፅዩ

ማሕበርና ማሕበር ልምዓት ሃርበኛታት ምልስ ተጋደልቲ ዓዲግራትን ከባቢኣን ካብ ለገስቲ ትካላት ብውህብቶ ካብ ዝተረኸበ ኣብቲ ትሕት ኢሉ ዘሎ ሰንጠረዥ ተዘርዚሮም ዘለዉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ውፅኢት ዕንፀይትን ብረትን ከጫርት ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበርና ማሕበር ልምዓት ሃርበኛታት ምልስ ተጋደልቲ ዓዲግራትን ከባቢኣን ካብ ለገስቲ ትካላት ብውህብቶ ካብ ዝተረኸበ ኣብቲ ትሕት ኢሉ ዘሎ ሰንጠረዥ ተዘርዚሮም ዘለዉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ውፅኢት ዕንፀይትን ብረትን ከጫርት ስለ ዝደለየ
  • Previous
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • Next
  • Last ›

ጨረታ መደብ

  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (65)
    • ዕዲጊት ሶፍትዌር (21)
    • ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል (30)
    • ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና (14)
  • ኮንስትራክሽን (996)
    • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን (464)
    • መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን (95)
    • ስራሕቲ ማይ (259)
    • ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን (142)
  • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4515)
    • ኮምፒተርን ተዛመድቲ (941)
    • ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን (646)
    • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን (2890)
  • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (301)
    • ኣካውንቲን ተዛማድኡን (143)
    • ኦዲት ተዛማድኡን (157)
  • ሕርሻ (531)
    • ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ (185)
    • ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን (96)
    • ሕርሻ መሺነሪ (77)
    • ፍዮሪን ሆልቲካልቸር (107)
    • ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ (57)
  • ህንፃ መሳርሒ (3439)
    • ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን (623)
    • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት (952)
    • ናይ ምህንድስና ኣቁሑት (123)
    • ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን (246)
    • ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ (532)
  • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1713)
    • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት (1607)
    • ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት (80)
  • ምምካር (187)
    • ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን
    • ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ (8)
    • ሌጋል ኮንሳልታንሲይ (14)
    • ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ (28)
    • ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ (62)
    • ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ (33)
    • ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ (3)
    • ቋንቋ ትርጉም (39)
  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
    • ጥዕና ተንከፍ ስልጠና (6)
    • መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት (145)
    • ትምህርቲን ትሬይንግ (28)
    • ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር (18)
  • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1870)
    • ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን (959)
    • ምግጣምን ፅገናን (64)
    • ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን (834)
  • ምግብን መስተን (573)
    • ኣቅርቦት ምግቢ (439)
    • ካፌን ሬስትራንትን (125)
  • እግድ (50)
    • ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ (27)
    • መኪና ሓራጅ (14)
    • ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ (9)
  • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (70)
    • ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (19)
    • ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ (42)
  • ፈርኒቸር (1297)
    • ገዛ ፈርኒቸር (31)
    • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር (1189)
    • ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር (62)
  • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (92)
  • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (5)
  • ጥዕና (268)
    • ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት (23)
    • ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ (245)
  • ናገዛ ኣቁሑት (98)
  • ኢንሹራንስ (4)
  • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (301)
    • ፀረ ባልዕን ነፍሳትን (4)
    • ኬሚካልን ሪኤጀንት (144)
    • ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ (152)
  • መሬትን ሊዝን (69)
  • ፅገና (818)
    • ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን (213)
    • ፅገና ሞተርሳይክል (149)
    • ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት (72)
    • ፅገና ተሽከርካሪ (302)
    • ፅገና ማሽነሪ (21)
    • ካልኦት ፅገና (52)
  • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (421)
    • ናይ መድሓኒት ምህርቲ (275)
    • ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን (25)
    • ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን (109)
  • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (22)
  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3093)
    • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት (2978)
    • ናይ ቢሮ አቁሑት (115)
  • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
  • ምስሊን ቀረፃን (25)
    • ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት (20)
    • ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ (5)
  • ስራሕቲ ሕትመት (1665)
    • ናይ ሕትመት ስራሕቲ (1278)
    • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን (360)
  • ስራሕቲ ምልላይ (89)
    • ግራፊክስ ዲዛይን (18)
    • ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ (10)
    • ናይ ምልላይ ኣቁሑታት (15)
    • ኢቨንት ምዝግጃው (13)
    • ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት (32)
  • ክራይ (751)
    • ገዛ/ህንፃ ክራይ (57)
    • መኪና ክራይ (526)
    • ማሽነሪ ክራይ (159)
  • መሸጣ (1327)
    • ገዛ/ህንፃ ምሻጥ (5)
    • መኪና/ማሺን ምሻጥ (29)
    • ካልኦት ዝሽወጡ (640)
    • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ (652)
  • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (98)
    • ስራሕቲ ሓለዋ (48)
    • ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር (8)
    • ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት (42)
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (4159)
    • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና (1682)
    • መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል (151)
    • መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል (32)
  • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (372)
  • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
  • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (641)
    • ውፅኢት ቆርበት (2)
    • መጋረጃን ምንፃፍን (45)
    • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን (434)
    • ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (83)
  • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (377)
    • ትራንስፖርት ግልጋሎት (370)
    • ናይ ትራንዚት ግልጋሎት (7)
  • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (590)
    • ዕድጊት መኪና (25)
    • ዕድጊት ኸቢደ መሺን (294)
    • ዕድጊት ሞተርሳይክል (271)
  • መኽዝን (33)
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (244)
  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (286)
    • ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን (205)
    • ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን (68)
    • መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት (13)

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.45 (0.25)163.06 (0.25)
177.51 (0.71)179.29 (0.72)
24 (0)24.46 (0.04)
9.37 (-0.01)9.47 (0)
1.01 (0)1.02 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ሕዳር 11, 2019

ብኤስ.ኤም.ኤስ ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም

ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።

2013 - 2026 © መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። ብ ❤️ ኣብ መቐለ ዝተሰርሐ
መውፅኢ/ ውዕል ተጠቃምነት/ ናይ ብሕቲ ጉዳይ/ ኤፍ.ኤ.ኪው/ መምርሒ ኣጠቓቕማ
መውፅኢጨረታታትክፍሊትእተው