ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ናይ ጣውላን ሞራለን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 27, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 27, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ ውቅሮማራይ፣ ሰለኽለኻ፣ ማይፀብሪ፣ ቆራሪት፣ ማይጋባ፣ ማይካድራን ዓዲ ረመፅን ዝርከቡ ንኡሳን ጨናፍር ንባንኪ ግልጋሎት ዝውዕሉ ባንኮኒ ናይ ዕንጨይትን ብረታ ብረትን ፍቃድ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 26, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 26, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሓውዜን ቴክኒክ ኮሌጅ ንትካል ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልገል ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ንክተወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 19, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 19, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ