ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ስድራ ስዉኣት ኮንፈረስ ዑደት ስለዘሎ ሓደ ደረጅኡ ዝሓለወን ምቹዉ ባስ ክካረይ ስለዝደለየ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ንዕለት 13/06/2012ዓ/ም ሰዓት 12፡00 ንጉሆ ክርከቡ ዝክእል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግልገል ይደሊ ሰለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 4, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 4, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s