ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከምኡ ድማ ናይ ሰራሕተኛታት ኣዉቶብስ ሰርቪስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዉዕሊ የደሊ ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 18, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 4, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ወረቀት ምስክር መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ

2 ናይ ወርሒ ታሕሳስ ወረቀት ምስክር ተወሳኪ አሴት ታክስ ፀብፃብ ዝተገበረሉ  መረዳእታ ፣

3  ዝተሓደሰ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘይምለስ ቅዳሕ አተሓሒዙ ዘቅርብ

4 መኸበሪ ጨረታ ን ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ንሰራሕተኛታት ኣዉቶብስ  ሰርቪስ 5000 ቅርሺ

5 ተጫረቲ መወዳደሪ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፈ/ምም/ር/ን ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ከባቢ ገረብፀዶ ቤትት/ቲ ካብ 03/06/2012ዓ/ም ክሳብ 17/06/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡000 ምዉሳድ ይካኣል

6 ጨረታ ኣታዊ ዝግበረሉ 18/06/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

7 መወዳደሪ ሰነድ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን የድሊ

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 45 59 99 25

ጨረታ መደብ

s