ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን 45 ጊዜ ንዝበዓል 11 ለካቲት ምክንያት ብምግባር መዋፈሪ ቓልሲ ዓዲ ገዛእቲ ንምጉቡናይ መጋዓዝያ ዝኸዉን 45 ሰብ ዝሕዛ 2 ኣዉቶብስ ብተወሳኪዉን ሎሚ ዘበን ኣብ ከተማ ማይጨዉ ብደረጃ ክልል ንዝበዓል ጥምቀት ንገዜጠኛታት መጋዓዓዝያ ትኸዉን 16 ሰብ ትሕዝ ሓንቲ ሃይሩፍ ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 8, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 8, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ