ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ዝተመረፃ 3ተ ወረዳታት ሳምረ ሰቆጣን የጭላን ሓዊሱ ንቃል ኪዳን ሶቆጣ ዲክለሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባበርቲ ግልጋሎት ዝዉዕላ መኪና ክራይ ንምርካብ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ብምዕዳም ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 14, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 12, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዘቕርብ
2 ቲን ናምበር ዘቕርብ
3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ
3 ፕሮፎርማ ካብ 10-13/2012 ሰዓት 9፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 13/06/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15