ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓ/ ዝ/ ዉ/ ማሕበር ን ናብ ዝትፈላለዮ ከተማታት ትግራይን አምሓራን ሲሚንቶን ዘይቲ ብልዕን ዘጎዓዕዝ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።