ኣብ ወረዳ ፀለምቲ ናይ ዝተፈላለየ ሴክተራት ቤት ፅሕፈታት ካብ መደበኛ በጀትን ገበርቲ ሰናይ በጀትን ኤሌክትሮኒክስን : ህንፃ መሳርሒን ኣቅሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ከምእዉን ካብ ከተማ መቐለ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናብ ከተማ ማይ ፀብሪ ስሚንቶ ከጎዓዝ ስለዝደለየ ነዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 6, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ናብ ዝተፈላለያ ጣብያታት መዳባርያን ዘርእን ንምጉዕዓዝ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ደጎዓ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካልኣይ መንፈቅ ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ማይክሮ ፎን : ስሚንቶ ምጎዕዓዝ ብንብስወከፍ ዘፈር ስራሕ ዝተዋፈሩ ተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከጎዓዝን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣስገለ ፅምብላ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንወረዳ ለዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ቀረብ እታወታትን ዕደጋ ፍርያት ሕርሻን አገልግሎት ዝዉዕሉ ናብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዘበናዊ ድኩዒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክጎዓዓዝ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ላዕላይ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ኣብ ዉሽጢ ከተምኡ ዝስርሑ ናይ ፀፀር መንገዲ ስራሕቲ ከስርሕ ስለዝድለየ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታት ከም ሲኖትራክ :ሎደር :ግሪደር : ሩሎ : ሻወር ታርክ ብጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሕትመት : ኪራይ መኪናን:ኣቀሑት ቢሮን ታቢላን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣዲስ መድሓኒት ፋብሪካ ሃላፍነቱ የተወሰነ የግል ማሀበር የሚያመርተዉን መድሃኒት ከኣዲግራት ወደ ኣዲስ አበባ የሽያጭ ቅርንጫፍ መስሪያ ቤታችን ለማድረስ ፍላጉት ስላለዉ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርቶች የሚያሟሉ ተወዳዳሪዎች በግልፅ ጨረታ ለኣንድ ኣመት ዉል በማሰር የኣገልግሎት ግዥ መፈፀም ይፈልጋልዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ሃገር ለከ ፕሮግራም ቐረብ ኤሌከትሪክ ክልል ትግራይ ናይ ኮንክሪት ምስሶ ንምጎዓዝ ናይ መጎዓዝያ ግእዚት ክፍፅም የደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2010 2:59 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ንሰራሕተኛታቱ ኣገልግሎት ኪራይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 14, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣግኣዚ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ብ/ክ/መትግራይ ከተማ ዉቕሮ ናይ መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን መቅረብቲ ኣብ ታሕቲ ብዝተዘርዘረ ረቆሒ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 22, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ