ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2009 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት:ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ናይ መኪና ጎማ :ናይ ፅሬት አቁሑትን :ናይ መመረቂ ጎወንን ምስ ቆቢዑ :ናይ አለክትሪክ አቁሑት ንምግዛእን ዝተፈላለዩ ቅጥዕታት ንምሕታምን ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልእ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ኣብ 2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቁሑት ፅሬት :መሳርሒ ህንፃ: ኮብል እስቶን :ኣቁሑት ኤለክትሪካል ኢንዳስትሪ : አቁሑት ኤለክትሮኒክስ:ኣቁሑት ጨርቃ መርቂን : አቁሑት አዉቶን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 22, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ፎርማታት ደንቢ ክዳን አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 13, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ