ተዓፅዩ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ን 2011 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክትሪክ ሲቲ (ኤሌክትሮኒክስ)፣ ጋርመንትን : ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒዩተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ፣ ኣውቶሞቲቭን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 15, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 15, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ