ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን 2010 ዓም ከልኣይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ስራሐቲ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት: ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት: ኮምፒተር ኣክስሰሪ :ሕትመት:ናይ ሰብ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ሰልሳይ ፍርቂ ዓመት ኣቅሑት ፅሬትን: ዓለባን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም 2010 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ነቲ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ቀዋሚን ሃላቂን ንብረት ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : አቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ጨርቃ ጨርቂ : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ : መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ቡንባን ሳኒተርን ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ናይ ኣዉቶሞቲቭ : ናይ ጋርመንትን ቴክሳታይልን : ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተየተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ካብዚ ቐፂሎም ተዘርዚሮም ዘለዉ ዓይነት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 4, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር አዳራሽ ዝከዉን ወንበር ጠረዼዛ ማንታርቦን መጋረጃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክነስርሕ ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 4, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዓራትን ፍርናሽን /Bed folding and matteres/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሕትመት: ኤለክትሪክ: ፈርኒቸር(ወንበር): ኣልባሳት ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ አቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኮበርታ ፣ ቆርቆሮን ፣ ናይ መኪና ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት: ዝተፈላለዮ ናይ ቢሮ አቁሑትን: ዝተፈላለዮ ጨርቅታት: ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሑት: ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት ንምግዛእን:ዝተፈላለዮ ቅጥዕታት ንምሕታም ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ኣጫረቱ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ኣግኣዚ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ብ/ክ/መትግራይ ከተማ ዉቕሮ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ቢሮ ቀወምቲ አቁሑት :መፃሕፍቲ: ፅሬት አቁሑት: ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት :ናይ መጋረጃ ጨርቅን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን መቅረብቲ ኣብ ታሕቲ ብዝተዘርዘረ ረቆሒ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ