ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ደምቢ ክዳን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 28, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 28, 2012 8:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ሕትመት ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ኣንሶላ ኮቦርታን ናይ ሕሙማን ቢጃማን ፣ ፕሮፌሽናል ዲጅታል ካሜራን ምስ ሙሉእ መለዋወጢኡ ፣ ናይ ጣዉላን ዕንፀይትን ስራሕቲ ማለት እዉን መድሓኒት መደበሪ ሸልፊ ፣ኮሞዲኖ ፣ ጠረፔዛ፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 5, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለ ደቂ መዛሙርት ደምብ ልብስ በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 23, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 23, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ከተማ ሸራሮ ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብዝተፈላለዩ ዘርፍታት ማለት እዉን ሃለቅትን ቀወምትን ኣቅሑታት ከም ኤሌክትሪክ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሬትን ፣ ዓለባን /ጨርቃ መርቂ /፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 24, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ