ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ን2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ጋወን መመረቂ ተምሃሮ ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓ/ዓዲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።