መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ደንቢ ክዳን ማለት ብትን ጨርቂ ፣ ኣንሶላ ፣ ኮበርታ ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 26, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ቲን ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቕርብ ፣ ኣብ ሓድሽ መቅረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ምኻኑ መረዳእታ ዘቅርቡ
2 ቫት ተመዝገብቲ ምኻኑኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርቡ
3 መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ 10000.00 ከትሕዝ ዝክእል
4 ዝሰዓረ ተጫረቲ ንዘቅርቦ ጠለብ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ሆስፒታል ከምፅእ ዝክእል
5 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነደ ኣብ መዐሸጊ ፖስታን ሽሞም ፌርማን ናይ በዓል ዋና ማህተም ክዓርፎ ኣለዎ
6 ንመኽበሪ ዉሕስና ጨረታ ዝቐርብ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ይግባእ
7 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 50 ብር እዩ
8 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ እዋን ዕለት 05/09/2012 ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 15 መዓልታት ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይካኣል
9 እዚ ጨረታ ዕለት 25/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት
10 ሆስፒታና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ