ተዓፅዩ

ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ከተማ ሸራሮ ናይ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈለለዩ ግልጋሎታትን ንብረታትን ማለት እዉን፣ ናይ ስራሕ ደንቢ ክዳን ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ቆዎምቲ ንብረታት፣ ግልጋሎት ክራይ ናይ ፅዕነት መኪናን ፣ ፅገና ጀነሬተርን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 14, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 14, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሱሑል ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ክዳን ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዝተፈላለዩ ሕትመታት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑታት /ስፔር/ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመራት ፣ መገጣጠሚ ብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 29, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ