ማሕበር ቀይ መስቀል ኢ/ያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ንሰራሕተኛታት ዩኒፈርም ዝዉዕል ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ዓይነታት ዩኒፈርም ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 14, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 15, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

እቶም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ኣቅሑት ንምቅራብ እትክእሉ ሕድሕድ ኣቅሓ ዋጋ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ካብ ዕለት 12/12/2012 ክሳብ 14/12/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 መሊኢኩም ናብ ፅ/ቤትና ዕደጋ ክፍሊ ክተቕርቡ እናተሓሳሰብና እቲ ፐሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 14/12/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ሰዓት እዩ

2 ቲን ናምበር ፣ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ መቕረባይነትን

3 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

4 እቲ ንብረት ሰዓርቲ ምኻንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 03 መዓልቲ ክተቅርቡ ይግባእ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s