ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከተማ ማይ ካድራ ንሴክተር ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብምድብ ከፊሉ ምድብ ሐደ ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት : ምድብ ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሽረ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።