ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንዳሞኮኒ ንዘፈር ቁጠባ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 13, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መኮኒ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።