ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሕትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ስለዋ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።