ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ ውቕሮ ኣብ ባጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፀ ናይ መገጣጠሚ ትቦታትን መሳርሕታት ፅሕፈትን ፅሬትን ኤሌክትሮኒክስን ሞተር ፖርሽን ፤ ናይ ሞዴል 79 ቶዮታ መኪና ስፔር ፣ ስማንርት ፎን ሞባይል ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብረታ ኣወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ እተማልኡ ተወዳደርቲዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ወረዳ ሰሓርቲ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንናይ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሰራሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 28, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሳሓርቲ ሳምረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 25, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ፅሕፍት መሳርሒ ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቑሑት ክትቕርቡ ትክእሉ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዛጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝ/ዩ ዓይነት ቐወምቲ ማለት እውን ሞተር ሳይክልን ናይ ፈርኒቸርኣቅሑ ከም ጠረጴዛ ፣ ተሽከርካሪ ወንበር ፣ ተግዳሚ ወንበር ደረቅ ወንበር ፣ ስፖንጂ ወንበር ኮምፒተር ስታንድ ስታንዳርድ ከምኡ እውን ሃለቅቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፅሕፈት መሳረሕን ኣቁሑት ፅሬትን ኣወዳዲሩ ክገዝእ ለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣሕፈሮም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: ፅሬት መሳርሒ : ፅሕፈት መሳርሒን አናእሸተይ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 22, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንዳሞኮኒ ንዘፈር ቁጠባ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ አብ 2016 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑት &ፅሬት መሳርሒ 8ፅሕፈት መሳርን አናእሽተይ መሳርሒ ፅሕፈት&ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 22, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዳንሸ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: ን ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 22, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዳንሻ ተወሳኺ ኣንብብ
ንዞባ ደቡብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቀዋሚ ንብረት ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ፡ ሕትመት ፡ኣናእሽተይ ኣቁሕን ፡ፅሬትን ኣቅሑትን ፡መሳርሒ ፅሕፈት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ