ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፍት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ :ኣቁሑ ቢሮ : ኣቁሑ ፅሬትን ኤሌክትሮኒክስን ከምዉን ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ናይ አናሽተይ መኪና ናይ ኢድ ጉልበት ዋጋ ንዓመት ዉዕሊ ዝኣስርን ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ከፀግንን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መረብ ለኸ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።