ንመሳሪሒ ፅሕፈት : ኣቁሕት ቢሮ ፈኒቸር : ሕትመታት : ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቁሑት መኪናን ሞተር ሳይክል ን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 6, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status open
1 ተጫረቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ክከዉን አለዎ
2 መሳሪሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና : ኣቁሑት ኤሌክትሮነከስ : ኣቁሑት ቢሮ ተጫረቲ ተመዝገብቲ እሴት ታክስ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ይግባእ
3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ኣቁሑት መለዋወጢ ሞተር : ሕትመት ንብሰወከፎም 2000 ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ አለዎም
4 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ መሳርሒ ፅሕፈት ኣቁሑት ኤሌክትሮነክስ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና ኣቁሑት ቢሮ ንብሰወከፎም 4000 ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ አለዎም
5 ጨረታ 20 መስከረም 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 4:30 ይክፈት
6 ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 50 ቅርሺ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ምግዛእ ይከኣል
7 ሰዓራይ ምስ ፈለየ በጀት መሰረት ብምግባር 20 % ኣብ ነዉሰከፍ ዓይነት ንብረት ዝቅንሰ ወይ ዝዉስክ ይከዉን
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0347740661 /0914786094 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል