ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ዝዉዕሉ ሃለቅቲ መሳሪሒ ኣቁሑት ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 6, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status open
1 ናይ 2007/ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን (መለለይ ቁፅሪ) ብፍላይ ድማ ቁፅሪ መለለይ ናይ ወርሒ ሰነ ናይ ወርሒ ሓምለ ድማ ቫት ዘፈለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን 2ይ ደብሪ ጨረታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል
3 ናይ ጨረታ መክብሪ 3000 ቅርሺ ብ ስፒአ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል
4 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 5 መሰከረም 2008 ዓ/ም ክሳብ 20 መስከረም 2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344403728 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል