የወልቃይትስኮርልማት ለ2007 ዓምበጀትዓመትአገልግሎትየሚዉሉየየለያዩዕቃዎችማለትምምድብ 1 የስቴሽነሪዕቃዎች, ምድብ 2 የፅዳትዕቃዎች, ምድብ3, የኤሌክትሪክዕቃዎች , ምድብ 4 የህንፃመሳርያዕቃዎች ,ምድብ 5 አልጃና ፍራሽ ,ምድብ 6, የመለዋወጫዕቃዎች ብግልፅጨረታአወዳድሮለመግዛትስለሚፈልግመስፈርቱንየምታሞሉተጫራቾችእንድትወዳደሩ ይጋብዛል::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወልቃይት ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ፅ/መሳርሒ ን 2ይ ጊዜ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀት ን 2ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅ/መሳርሒ : ህ /መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑትን: ኤሌክትሮኒክስ :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት: ፈርኒቸር / ቐዋሚ ናይ ቢሮ ኣቑሑት : ፀፀርን ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝተላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣሕፈሮም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕለ ዝተፈላለዩ ናይ ፅ/መሳርሒ ኣቁሑ: ኤሌክትሮኒክስ :ፈርኒቸር ፅርየት ኣቁሑትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዩና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኤሌክትሪክን ሳኒተሪ ኣቀሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑትን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት( ዴስክቶፕ ላፕቶፕ ንኮምፒተራትን ካልኦት)ብግለፂ ጨረታ አዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቆሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2007 በጀት ዓመት ብመደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን ዝተፈላለዩ ሐለቅቲ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፈርንቸርን ደንቢ ክዳንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወልቃይት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤትፅሕፈትትልምንፋይናስንክፍለከተማኩሓንዝተፈላለዩኣብያተፅሕፈትግልጋሎትዝዉዕሉናይኣቕሑትቤትፅሕፈትትልምንፋይናስንክፍለከተማኩሓንዝተፈላለዩኣብያተፅሕፈትግልጋሎትዝዉዕሉናይኣቕሑትዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኩሓ ተወሳኺ ኣንብብ