ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 19, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 19, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማይጨው ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ንካልኦትን ግልጋሎትን ዝውዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ/ማኑፋክቸሪንግ ኮንስትራክሽን/፣ ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑ /ስፔር ፓርት/፣ ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑን እስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 28, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 28, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንሎት ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2011 ዓ/ም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑ መለዋወጢ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ሮቶ መዋህለሊ ማይ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ፈርኒቸር፣ዝተፈላለዩ ናይ ቤተ ፈተነ ኬምካላትን መሳርሕታት፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና መፀገኒ ጋራዥን፣ ካልኦት ኣጫሪቱ ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 27, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 28, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ቡክሌት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 16, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 16, 2011 10:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ውቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ዝውዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት፣ኤሌክትሮኒክስ፣ ናውቲ ሕክምና እንስሳትን፣ናውቲ ፅሬት፣ህንፃ መሳርሒ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 28, 2011 3:10 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 28, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢሎቱ ዝትፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ