ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 28, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 28, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይ/ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንኣካዳሚና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ካፍቴሪያ ግልጋሎት፣ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 6, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 7, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ሎቶም ዝተፈላለዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋበቢ ሎቶም ዝተፈላለዩ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ሎት 1- ናይ ላባራቶሪ ኣቑሑትን ኬሚካላትን ፣ሎት 2 ንምርምር መሳርሒ ኣቅሑት፣ ሎት 3- ናይ ፅሐፈት መሳርሒ፣ ሎት 4- ፅሬት ኣቅሑት፣ ሎት 5 ናይ ፊሊዲ መሳርሒ ኣቅሑት፣ ሎት 6 - ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 5, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 5, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 24, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 24, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ