ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ኣቑሑት፣ ናይ ሕትመት ግልጋሎት፣ ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናይ ስፖርት ኣቅሑት፣ ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ ግልጋሎት፣ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ኣቅሑት ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 2, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈታ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 30, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘገልግሉ ምድብ 1 ኣቅሑት ፅሬት፣ ምድብ 2 ሕትመት፣ ምድብ 3 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ምድብ 4 መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ምድብ 5 ኣቅሑት ቢሮን ጠረጴዛን ወንበርን፣ ምድብ 6 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ምድብ 7 ኣፋውስን ናውቲ ሕክምናን በቢዝምልከቶም ብዓዊዲ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኮረም ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ንሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ኢንዳስትሪያል ማተሪያል ኣቅሑት(ህንፃ መሳርሒ)፣ ብረታ ብረት ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 2, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሮብ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ርክብ ህዝቢን መንግስቲን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (ስቴሽነሪ) ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
መባእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2011ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ኣቅሑት ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ማይ ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ደንቢ ክዳን፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኮምፒዩተር ፕሪንተር ቀለም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ከምልእ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 7, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጣብያ ሃረያ ክ/ከ/ቀ/ወያነ ዝኸውን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ