ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቐ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው ንብረታት My Cloud PR4100 /External disk…..በዝሒ 1፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ካብቲ 1 ክሳብ ቁ 29 ዘሎ ዝርዝር ብምርኣይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቐፂሉ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ኣብ 2011ዓ/ም ንምምሃር ከምኡውን ንምምሕዳርዊ ስራሕ ኣገልግሎት ዝውዕል ናውቲታት 1ይ መሳርሒ ህንፃ፣ 2ይ መሳርሒ ኤሌክትሪክ፣ 3ይ መሳርሒ ኤሌክትሮኒከስ፣ 4ይመሳርሒ ፅሕፈት ፣ 5 ናውቲታት ኣውቶሞቲቭ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
መራከቢ ምስ/ሕ/ስ/ማሕበራት ዕደጋ ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ዝተረከበ በጀት ፅ/መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 2, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንኤጀሲና መራከቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ፣ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባንዴራ፣ ሕትመት፣ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግን ከሐትምን ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 29, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሳምረ ግልጋሎት ምምሃርን ምስትምሃርን 2ይ መንፈቅ ዓመት ሃለቅትን ኣቅሑትን ቐወምትን ማለት እውን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣውቶ፣ መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ሓፂን መፂን/GMFA/፣ መሳርሒ ፅሬት ኣቅሑ ኤሌክትሪክን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሳሓርቲ ሳምረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ወረዳ ጉሎ መኸዳ ከተማ ፋፂ ኣቅሑ ፈርኒቸር፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኣቅሑ መሳርሒ ህንፃን ካልኦትን መሳርሒ ኣቅሑ ፅሕፈትን ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ፋፂ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጀራት ካብ መደበኛ በጀት 2011ዓ/ ንኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት፣ ሕትመትን ኣቅሑ ፅሬትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሕንጣሎ ዋጅራት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ኣብ ውሽጢ ንዝርከቡ ንሴክተራት 2011ዓ/ም ኣገልግሎት መሳርሒ ፅሕፈት ስቴሽነሪ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 13, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ጥላሁን ይግዛዉ ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ህንፃ መሳርሒ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ብሉኬትን ጡብን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 13, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ