ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ንቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣናእሽቲ መሳሕታት፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ከምኡውን መሳርሒታት ፅሬት ንበጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ጨረታ ሰዓራቲ ምስዝኾኑ ትካላት ውዕሊ ኣሲሩ ዕደጋ ከካይድ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 20, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሰቲት ሑመራ ኣብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ካብ ስሩዕ በጀት ዝ/ዩ ዓይ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣብ መበል 16 መዓልቲ ንግሆ ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ ቦታ ሰቲት ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 20, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ቆራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት / Stationary materials/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኤጀንሲ ሕስ/ሕ/ስ/ማ/ራት ዕደጋ ልምዓትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ንቤት ፅሕፈት ል/እቶት ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 7, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ ክልል/መ/ትግራይ ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣብያተ ህንፀት ዝተፈላለዩ ንብረት መሰልጠኒ ዝከውን ኣቅሐት ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ቀለም ፕሪንተር ቀለም ምምላእ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ናይ በቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝ/ዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ /ስቴሽነሪ/ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 13, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ