ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ምድብ ፅሕፈት መሳርሕን ናይ ፀፀር መንገዲን ከስርሕ ስለዝደለየ ንመሳርሒ ፅሕፈት ከምኡውን ኣብ ከባቢታት መቃብር ኣስላም፣ መረዋ ምውጫ፣ ዓዲ ዳንደርን ሓወሰዋን መንገዲ ፀፀር ከስርሕ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 1, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኮረም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ አቁሑት ፅሬት ፣ ኣንሶላን ፍራንሽን፣ ዕጥቂ ስፖርት: ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበርና መናእሰይ ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣናእሽተይ መሳርሒ፣ ናይ ሕትመት መሳርሒታት ናይ መኪና ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ መኪና መለዋወጢ፣ ህ/መሳርሒ፣ ፅ/መሳርሒ፣ ሆቴል ማናጅመንት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2011 በጀት ዓመት ዝተበጀተልና በጀት መሰረት ብምግባር ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ንብረታት ከም ፈርኒቸር፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት፣ ናይ ህንፃ መሳርሕታት፣ ኤሌክትሮኒክስ/ ማሽነሪታት/ ዝዉዕሉ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 2, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን2011 ዓ/ም ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንሕሙማት ዝኮኑ ፃዕዳ ጣፍ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ደንቢ ክዳን :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ዝዉገዱ ንብረት ንምሻጥ ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንኣገልግሎት ኣብያት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሳይክልን ናይ ሳይክልን ኣቅሑ፣ ሞተር ሳይክልን ናይ ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑት ህንፃ፣ ደንቢ ክዳን፣ ናይ ፅሬት ኣቁትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንኣብየተ ፅሕፈት እቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 2ይ ዙር ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ሕትመት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ጋንታ አፈሹም ተወሳኺ ኣንብብ
ዞባ ምዕ/ማእ/ቤ ፍርዲ ምድብ መጋባእያ ሑመራ ኣብ 201 ዓ/ም ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድትን ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 16, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ን2011 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ