ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማሕበራት ዕደጋ ክልል ትግራይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 7, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 7, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 7, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 7, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ዝረከብ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሎት 2 ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ : ሎት 3 ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ ሎት 4 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ሎት 5 ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ሎት 6 ህንፃ መሳርሒ ካብ ሎት 1-6 ዘሎ በቲ ዘፍር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረበቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 23, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኦፍላ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንመዛተይ ማእከላት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ክትዕድግ ስለዝደለየት፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 8, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 8, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ