ዋግዋጎ ትሬዲንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር መቐለ ኣብ ዝርከብ ዋግዋጎ ትራንስፎርመር ፋብ ከባቢ 350 በዝሒ ናይ ዘይቲ መትሓዚ ባዶ በርሚላት ንሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።