Closed
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ጨርጨር ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ካብ ወረዳና ውሽጢ ዝተኣከባ ናይ ህዝብን መንግስቲን ሃፍቲ ዝኾና ንብረት ብጦርነት ዝተቃፀሳ ትርፍራፊ ሓፅነ መፅን ንናይ ብሀራዊ እቶትና ንምዕባይ ብቁራሴ መልክዕ ብግልፂ ጨረታ ጫርቱ ከሸይጥ ይደሊ ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 7, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 7, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
ቦታራያ ጨርጨር
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ