ግልፂ ጨረታClosed ትሩዝ ኬሚካል ፋብሪካ ዝተመረፁ ንመኪና ዓበይቲ ጎማ አጫሪቱ ክሸዉፕ ሰስዝደስየ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ/ሩ እተደልዮ ካብ ዕለት 26/8/218ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/8/2018 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ስራሕ ቦታ እናመፃእኹም ክትመዝገቡ ከም እትኽእሉን ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 1, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሚያዝያ 26, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትሩዝ ኬሚካል ፋብሪካ ዝተመረፁ ንመኪና ዓበይቲ ጎማ አጫሪቱ ክሸዉፕ ሰስዝደስየ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ/ሩ እተደልዮ ካብ ዕለት 26/8/218ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/8/2018 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ስራሕ ቦታ እናመፃእኹም ክትመዝገቡ ከም እትኽእሉን
ግልፂ ጨረታClosed ዩናይትድ ስቲልና ሜታል ኢንዳስትሪ ኃ.የተ.የግ ማህበር ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ናይ ፋብሪካ ተረፍ ምህርትታት Slitting Wastage and Coil Cover Materials ካልኦት ተረፍ ምህርቲ ሓፂን መፂንን በጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 5, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ዩናይትድ ስቲልና ሜታል ኢንዳስትሪ ኃ.የተ.የግ ማህበር ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ናይ ፋብሪካ ተረፍ ምህርትታት Slitting Wastage and Coil Cover Materials ካልኦት ተረፍ ምህርቲ ሓፂን መፂንን በጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝማሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብ ዘለወኦ ልዑል ምህርቲ ፀባ ዝህባ ሆልስቴን ፍርዥያን ዓሌት ምሩፃት ዓሌት ከፍቲ ብምኸንያት ፅበት ደንበ ከፍቲ ቀኒሱ ክሸይጥ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 6, 2018 4:15 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝማሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብ ዘለወኦ ልዑል ምህርቲ ፀባ ዝህባ ሆልስቴን ፍርዥያን ዓሌት ምሩፃት ዓሌት ከፍቲ ብምኸንያት ፅበት ደንበ ከፍቲ ቀኒሱ ክሸይጥ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ትካልና ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታትን እስክራፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታዓድዋናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ20,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታትን እስክራፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ትካልና ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታትን እስክራፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታዓድዋናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ20,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታትን እስክራፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ መቐለ ዋና ቢሮን ጋራዥን ኣብ መኽዝኑ ዝርከብ ኣብ ታሕቲ ኣብ ተ.ቁፅሪ 6 ዝተገለፀ ዓይነትን በዝሕን ዘለዎ PVC Casing 6" × 3mን Steel Casing 6" × 6m Blindን Screenን ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ መቐለ ዋና ቢሮን ጋራዥን ኣብ መኽዝኑ ዝርከብ ኣብ ታሕቲ ኣብ ተ.ቁፅሪ 6 ዝተገለፀ ዓይነትን በዝሕን ዘለዎ PVC Casing 6" × 3mን Steel Casing 6" × 6m Blindን Screenን ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዘለዎ ናይ ንጠቅላላ ዘገልገሉ ንብረት ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ዝወፀ ግልፂ ጭረታ ናይ ሞርሳ 4 ኢንች፣ትቦ 4ኢንች ሓፂን፣ ትቦ ቁርፅራፅ 2-4፣ቁርፅራፅ ትቦ ፕላስቲክ 2ኢንች 1ኢንች 3ኢንች፣ ፕሪንተር ለጀርጀት 26A ፣ ፕሪንተር ለጀርጀት 80A ፣ UPS፣ ፕሪንተር 49A፣ኮምፒተር ስስተምን ደስክ ቶፕን፣ ናይ ኪሎሪን ጎማ፣ ቆፀርቲ ፣ቆፀርቲ 34፣ ስኒ መውፂኢ 34,2 ፣ ጅራ ትቦ 14፣ ጅራትቦ 12፣ ናይ ሳይክል ጎማ፣ ናይ ሲኖ መኪና ጎማ፣ናይ ቶዩታ መኪና ጎማ፣ ቁርፅራፅ ላሜራታትን ሓፃውንን፣ ግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 30, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታዉቅሮናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዘለዎ ናይ ንጠቅላላ ዘገልገሉ ንብረት ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ዝወፀ ግልፂ ጭረታ ናይ ሞርሳ 4 ኢንች፣ትቦ 4ኢንች ሓፂን፣ ትቦ ቁርፅራፅ 2-4፣ቁርፅራፅ ትቦ ፕላስቲክ 2ኢንች 1ኢንች 3ኢንች፣ ፕሪንተር ለጀርጀት 26A ፣ ፕሪንተር ለጀርጀት 80A ፣ UPS፣ ፕሪንተር 49A፣ኮምፒተር ስስተምን ደስክ ቶፕን፣ ናይ ኪሎሪን ጎማ፣ ቆፀርቲ ፣ቆፀርቲ 34፣ ስኒ መውፂኢ 34,2 ፣ ጅራ ትቦ 14፣ ጅራትቦ 12፣ ናይ ሳይክል ጎማ፣ ናይ ሲኖ መኪና ጎማ፣ናይ ቶዩታ መኪና ጎማ፣ ቁርፅራፅ ላሜራታትን ሓፃውንን፣ ግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ መቐለ ዋና ቢሮን ጋራዝን ኣብ መክዝኑ ዝርከብ ኣብ ታሕቲ አብ ቁፅሪ ሽድሽተ ዝተገለፀ ዓይነትን በዝሕን ዘለዎ ፒቪሲ ኬዚንግ 6 x 3merter : ስቲል ኬዚንግ 6 x 6meter :ብለንድን ስክሪንን አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋሎት ሐደ ማለት ፒቪሲ ኬዚንግ :ብለንድን ስክሪንን 6X 5 ሜትሮ ንዉሓት 1,000,000.00 ብር ሎት ክልተ ስቲል ኬዚንግ :ብለንድን ስክሪን 6X 6 ሜትሮ ንዉሓት 100000 ብርናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ መቐለ ዋና ቢሮን ጋራዝን ኣብ መክዝኑ ዝርከብ ኣብ ታሕቲ አብ ቁፅሪ ሽድሽተ ዝተገለፀ ዓይነትን በዝሕን ዘለዎ ፒቪሲ ኬዚንግ 6 x 3merter : ስቲል ኬዚንግ 6 x 6meter :ብለንድን ስክሪንን አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ዘገልገለ ዝዉገድ ንብረት ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዓዲግራት ኣብ ዉሽጡ ዝረከብ ዘገልገሉ ወይድማ ዝዉገዱ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታዓዲግራትናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሚያዝያ 10, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ዘገልገለ ዝዉገድ ንብረት ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዓዲግራት ኣብ ዉሽጡ ዝረከብ ዘገልገሉ ወይድማ ዝዉገዱ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነታት እስክራፕ ማለት እዉን 250 ሓባ በርሚል: :230 ሐባ ጣዉላ ማዕፆ :200 ሐባ ጀሪካን :124 ሐባ ናይ መኪና ባትሪ :330 ሐባ ናይ አናሽተይ መኪና ጎማ :151 ሐባ ናይ ዓበይቲ መኪና ጎማ :938 ሓባ ናይ ማን ትራክ ጎማ ንዓማዊል ግልፂ ጨረታ ብምወፃእ ሕጋዊ ስራሕ ፋቃድ ንግዲ ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 24, 2018 4:15 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነታት እስክራፕ ማለት እዉን 250 ሓባ በርሚል: :230 ሐባ ጣዉላ ማዕፆ :200 ሐባ ጀሪካን :124 ሐባ ናይ መኪና ባትሪ :330 ሐባ ናይ አናሽተይ መኪና ጎማ :151 ሐባ ናይ ዓበይቲ መኪና ጎማ :938 ሓባ ናይ ማን ትራክ ጎማ ንዓማዊል ግልፂ ጨረታ ብምወፃእ ሕጋዊ ስራሕ ፋቃድ ንግዲ ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ