ግልፂ ጨረታClosed ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፍይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ዘገልገሉ ንብረት ብዘለውሉ ኩነታት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 7, 2018 6:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሓምለ 1, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፍይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ዘገልገሉ ንብረት ብዘለውሉ ኩነታት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነታት ስክራፕ ማለት እዉን 250 ሓባ በርሚል 203 ሓባ ጣዉላ ማዕፆ 124 ሓባ ናይ መኪና ባትሪ ንዓማዊል ብግልፂ ጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ናይ ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ንዘለኩም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 30, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 24, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነታት ስክራፕ ማለት እዉን 250 ሓባ በርሚል 203 ሓባ ጣዉላ ማዕፆ 124 ሓባ ናይ መኪና ባትሪ ንዓማዊል ብግልፂ ጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ናይ ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ንዘለኩም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ምዉጋድ ንብረት ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ብኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ብተወሳኪ ድማ ብቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ክልል ትግራይ ብዕለት 21/8/2018 ዓም ብቁፅሪ ተፈ 16B26 ብዝተዉሃቦ ተሽከርክርት ናይ ምዉጋድ ዉክልና መስረት ዝተፈላለያ ዝተበላሸዋ ሞትር ሳይክልን መኪናን ንምዉጋድ ብጨረታ አወዳደሩ ክይሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታላዕላይ ቆራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 22, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ምዉጋድ ንብረት ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ብኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ብተወሳኪ ድማ ብቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ክልል ትግራይ ብዕለት 21/8/2018 ዓም ብቁፅሪ ተፈ 16B26 ብዝተዉሃቦ ተሽከርክርት ናይ ምዉጋድ ዉክልና መስረት ዝተፈላለያ ዝተበላሸዋ ሞትር ሳይክልን መኪናን ንምዉጋድ ብጨረታ አወዳደሩ ክይሸይጥ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ሰለዝደለየ ድልየት ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ66,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሰነ 20, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ሰለዝደለየ ድልየት ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ኣብ ሴክተራት ግልጋሎት ዝሃቡ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ መካይንን ናይ መካይን ክፋላት ንብረታት ብሓራጅ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 30, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 30, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታሽራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሰነ 20, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ኣብ ሴክተራት ግልጋሎት ዝሃቡ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ መካይንን ናይ መካይን ክፋላት ንብረታት ብሓራጅ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 29, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 29, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 18, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ኣብ ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ሐደሽትን ዘገልገሉን ንመሸጣ ዝዉዕል ንብረታት ሐደ ትቦ ማይን መገጣጠሚን ክልተ ሶፍተ ስታተር ስዊች ቦርድ ሰለሰተ ጀነሬተር ኣርባዕተ ገመድ ኤሌክትሪክ ኬብል ሓሙሽተ ሞተር ሳይክልን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 4, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 4, 2018 8:00 ቅ/ሰዓትቦታዕዳጋ ዓርቢናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 18, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ሐደሽትን ዘገልገሉን ንመሸጣ ዝዉዕል ንብረታት ሐደ ትቦ ማይን መገጣጠሚን ክልተ ሶፍተ ስታተር ስዊች ቦርድ ሰለሰተ ጀነሬተር ኣርባዕተ ገመድ ኤሌክትሪክ ኬብል ሓሙሽተ ሞተር ሳይክልን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ዘገልገለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 1, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 17, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ዘገልገለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ፡፡
ግልፂ ጨረታClosed ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣብ ውሽጢ ቤት ፅሕፈቱ ዝርከብ ዝተፈላዩ ዘገልገሉን ዝተሰባበሩን ቁርፅራፃትን ንብረታት ጣውላታት/ፈርኒቸር/ ፣ ሓፂን መፂን ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረታት ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡ ካለኦትን ዝበሉ ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 30, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 16, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣብ ውሽጢ ቤት ፅሕፈቱ ዝርከብ ዝተፈላዩ ዘገልገሉን ዝተሰባበሩን ቁርፅራፃትን ንብረታት ጣውላታት/ፈርኒቸር/ ፣ ሓፂን መፂን ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረታት ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡ ካለኦትን ዝበሉ ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቢሮ ፍትሒ ክልልትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ፣ናይ መካይን ስፔርን ከምኡ እዉን ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽየጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 22, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 23, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 12, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፍትሒ ክልልትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ፣ናይ መካይን ስፔርን ከምኡ እዉን ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽየጥ ይደሊ