ተዓፅዩ

ኣብ ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ሐደሽትን ዘገልገሉን ንመሸጣ ዝዉዕል ንብረታት ሐደ ትቦ ማይን መገጣጠሚን ክልተ ሶፍተ ስታተር ስዊች ቦርድ ሰለሰተ ጀነሬተር ኣርባዕተ ገመድ ኤሌክትሪክ ኬብል ሓሙሽተ ሞተር ሳይክልን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 2, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 2, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዝተፋላለዩ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ብሐራጅ ጨረታ አጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 23, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ትካልና መስፍን ብረታ ብረትና ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ተረፈ ምህርቲ ብቕሉዕ ጨረታ ክሸይጥ ስለዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,500,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ምዉጋድ ንብረት ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ብኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ብተወሳኪ ድማ ብቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ክልል ትግራይ ብዕለት 21/8/2018 ዓም ብቁፅሪ ተፈ 16B26 ብዝተዉሃቦ ተሽከርክርት ናይ ምዉጋድ ዉክልና መስረት ዝተፈላለያ ዝተበላሸዋ ሞትር ሳይክልን መኪናን ንምዉጋድ ብጨረታ አወዳደሩ ክይሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ