ኣብ ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ሐደሽትን ዘገልገሉን ንመሸጣ ዝዉዕል ንብረታት ሐደ ትቦ ማይን መገጣጠሚን ክልተ ሶፍተ ስታተር ስዊች ቦርድ ሰለሰተ ጀነሬተር ኣርባዕተ ገመድ ኤሌክትሪክ ኬብል ሓሙሽተ ሞተር ሳይክልን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 4, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዕዳጋ ዓርቢ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ዘገልገለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣብ ውሽጢ ቤት ፅሕፈቱ ዝርከብ ዝተፈላዩ ዘገልገሉን ዝተሰባበሩን ቁርፅራፃትን ንብረታት ጣውላታት/ፈርኒቸር/ ፣ ሓፂን መፂን ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረታት ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡ ካለኦትን ዝበሉ ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፍትሒ ክልልትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ፣ናይ መካይን ስፔርን ከምኡ እዉን ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽየጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 22, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዉቅሮ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረከባ ዘገልገላ ተሽከርከርቲ መኪና : ሞተር ሳይክልን : መለዋወጢ ኣቅሑት ብዝቀረበ ዝርዝር መሰረት አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ዉልቀ ሳባትን ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 25, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ናይ ጋርመንት ናይ ሕትመትን ማይ ጎልፎ መስርሒ ማሽነሪታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቤት ፅ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2018 11:30 ደ/ሰዓት(ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ን ዝተፈላለየ ዓይነት ንብረት ብግልፂ- ጨረታ ክንሸጥ ስለ ዝደለናዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ህንፀት መቐለ አብ ግቡ ንዝርከብ ዝተፈላለየ ቑርፅራፅ ቆርቆሮን ዝተአከበ /ዝተኮመረ ዕንፀይትን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 14, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ዝተፈላለየ ናይ መኪና ፓርቲ፣ ሃንድ ቱሉስ፣ካልኦት ንብረትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 15, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ