ትካልና ማሕበር ጉዱኣት ኹናት ትግራይ ብ1988 ዓ/ም ዝተመስረተ መንግስታዊ ዘይኮነ ንትርፊ ዘይቆመ ሃገር በቀል ማህበር ኮይኑ ኣብ ኢትዮጵያ ትካላት ሲቪል ማህበረሰብ ኣዋጅ ቁፅሪ 1113/2011 ኣፍልጦ ተዋሂብዎ ኣብ ምስራሕ ዝርከብ ትካል እንትኾን ኣብ ኣባላቱ ማሕበር ኢኮኖያዊ ፀገም ንምፍታሕ ኣናሰርሐ ዝርከብ ማሕበር ኮይኑ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ኮምፒዩተር፣ ፎቶ ኮፒ፣ ፕሪንተር፣ ጠረጰዛን ወንበርን ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ብዝሕ ዝበለ ጣውላን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2018 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ