Ref.No- 166/2-3/1/01
ዕለት /Date 01/11/2018 ዓ/ም
ግልፂ ጨረታ ምልክታ
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፍይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ዘገልገሉ _ ንብረት ብዘለውሉ ኩነታት እዚ ግለፂ ጨረታ ካብ ዝተጋዋሓሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 07/11/18 ዓ.ም ሳዓት 6:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ዃይኑንበረት ዝራኣየሉ ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት ካብ ንጎሆ 3፡00 ክሳብ ሰዓት 6፡00 ቀትሪ ናይ ጨረታ ዝርዝር ንብረት ካብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቐፅሪ 3-18 ብኣካል ብምምፃእ ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም
ንፍሉይ ሓበሬታ ስ-ቑ-0914706215
ምሰ ሰላምታ!!
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት
Tel, No, 03-44-40-64-5Bekele, Tigray, Ethiopia
Fax: 04-40-77-23
ድሕሪት