https://tenders.milkta.com/ti/display/20435

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፍይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ዘገልገሉ ንብረት ብዘለውሉ ኩነታት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 1, 2018 (ቅድሚ ሓደ መዓልቲ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 7, 2018 6:30 ቅ/ሰዓት (6 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

Ref.No- 166/2-3/1/01

ዕለት /Date 01/11/2018 ዓ/ም

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፍይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ዘገልገሉ _ ንብረት ብዘለውሉ ኩነታት እዚ ግለፂ ጨረታ ካብ ዝተጋዋሓሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 07/11/18 ዓ.ም ሳዓት 6:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ዃይኑንበረት ዝራኣየሉ ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት ካብ ንጎሆ 3፡00 ክሳብ ሰዓት 6፡00 ቀትሪ ናይ ጨረታ ዝርዝር ንብረት ካብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቐፅሪ 3-18 ብኣካል ብምምፃእ ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም

ንፍሉይ ሓበሬታ ስ-ቑ-0914706215

ምሰ ሰላምታ!!

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት

Tel, No, 03-44-40-64-5Bekele, Tigray, Ethiopia

Fax: 04-40-77-23